seattle.gov logoSeattle

  • Services & Information
  • Elected Officials
  • Departments
  • Visiting Seattle
  • News
  • Back toSeattle.gov
  • Seattle.gov
    • Elected Officials
    • Services & Information
      • Animals and Pets
        • Animals and Pets 2
          • Animals and Pets3
      • Arts and Culture
      • Building and Construction
      • Business and Economic Development
      • City Administration
      • City Jobs
      • City Planning and Development
      • Court Services
      • Education, Schools and Learning
      • Environment and Sustainability
      • Grants and Funding
      • Housing, Health and Human Services
      • Neighborhood Services
      • Parks, Recreation and Attractions
      • Police, Fire and Public Safety
      • Streets, Parking and Transportation
      • Technology
      • Utilities
      • Volunteering and Participating
    • Departments
    • Boards & Commissions
    • Visiting Seattle
      • Points of Interest
    • Business in Seattle
    • Skip to main content

    News.seattle.gov

    News from the City of Seattle

    Categories

    Office of Labor Standards ነቲ ኣብ ሲያትል ዝነበረ ናይ 2023 ታሕተዋይ ደሞዝ ኣፍለጠ

    10/04/2022

    ንሕጹጽ መልቐቒ

    ርክብ፦ ሲንትያ ሳንታና/ኣካያዲት ርክባት
    206-256-5219
    cynthia.santana@seattle.gov

    Office of Labor Standards ነቲ ኣብ ሲያትል ዝነበረ ናይ 2023 ታሕተዋይ ደሞዝ ኣፍለጠ

    ሲያትል፡ ዋሽንግተን – (ጥቕምቲ 4, 2022) – The Seattle Office of Labor Standards (OLS)(ቤት-ጽሕፈት ደረጃታት ዕዮ ሲያትል) ይእውጅ ወሰኽ ኣብቲ ዝተሓተ ክወሃብ ዘለዎ ደሞዝ ዝጅምር ካብ ጥሪ 1, 2023። ዓመታዊ ወሰኽ ዝተሓተ ክወሃብ ዘለዎ ደሞዝ ይጥለብ ብ Minimum Wage Ordinance (ሕጊ ዝተሓተ ክወሃብ ዘለዎ ደሞዝ)። እቲ ዝተሓተ ክወሃብ ዘለዎ ደሞዝ ኣብ ግብሪ ይውዕል ናይቲ ሰብ ኩነታት ስደቱ ብዘየገድስ። እቲ ወሰኽ ዝተሓተ ክውሃብ ዝግብኦ ደሞዝ ከንጸባረቕ ኢዩ መጠን ዝቕባበ ብምምርኳስ ኣብ Consumer Price Index (CPI) (ኢንዴክስ ዋጋ ኣህለኽቲ) ናይ ከባቢ ሲያትል ታኮማ ብረመርቶን።

    • ናይ 2023 እቲ ዝተሓተ ክውሃብ ዝግብኦ ደሞዝ ኣብ ኣስራሕቲ ብዙሓት ሰራሕተኛታት (501 ወይ ዝያዳ ሰራሕተኛታት) $18.69/ሰዓት ኢዩ።
    • ናይ 2023 እቲ ዝተሓተ ክውሃብ ዝግብኦ ደሞዝ ኣብ ኣስራሕቲ ውሑዳት ሰራሕተኛታት (500 ወይ ትሕቲኡ ሰራሕተኛታት) ናይ ሰራሕተኛኦም ሕክምናዊ ረብሓ ብውሑዱ $2.19/ሰዓት ዘይከፍሉ ከምኡ’ውን/ወይ እቲ ሰራሕተኛ ብውሑዱ $2.19/ሰዓት ብሞቕሽሽ (ቲፕ) ዘየእቱ ምስዝኾውን፡ $18.69/ሰዓት ኢዩ።
    • ናይ 2023 እቲ ዝተሓተ ክውሃብ ዝግብኦ ደሞዝ ኣብ ኣስራሕቲ ውሑዳት ሰራሕተኛታት ናይ ሰራሕተኛኦም ሕክምናዊ ረብሓ ብውሑዱ $2.19/ሰዓት ዝኸፍሉ ከምኡ’ውን/ወይ እቲ ሰራሕተኛ ብውሑዱ $2.19/ሰዓት ብሞቕሽሽ (ቲፕ) ዘእቱ ምስዝኾውን፡ $16.50/ሰዓት ኢዩ።

    እቲ Minimum Wage Ordinance ነቶም ኣብ ውሽጢ ደረት ከተማ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ዝተሓተ ክውሃብ ዝግብኦ ደሞዝ ይውስን።  “ኣብ ሲያትል ናይቶም ብዙሓት ሰራሕተኛታት ዘስርሑ ኣስራሕቲ ዝተሓተ ክህብዎ ዝግብኦም ደሞዝ $17.27/ሰዓት ኢዩ፡ እዚ ግን ናይ ሰራሕተኛኦም ሕክምናዊ ረብሓ ብውሑዱ $1.52/ሰዓት ዘይከፍሉ ምስዝኾኑ’ዩ ከምኡ/ወይ እቲ ሰራሕተኛ ብውሑዱ $1.52/ሰዓት ብምቖሽሽ (ቲፕ) ዘየእቱ ምስዝኾውን ኢዩ።” ኣስራሕቲ ውሑዳት ሰራሕተኛታት ኮይኖም ናይ ሰራሕተኛኦም ሕክምናዊ ረብሓ ብውሑዱ $1.52/ሰዓት ዝኸፍሉ ምስዝኾኑ ከምኡ’ውን/ወይ እቲ ሰራሕተኛ ብውሑዱ $1.52/ሰዓት ብምቖሽሽ (ቲፕ) ዘእቱ ምስዝኾውን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን $15.75/ሰዓት ይኸፍሉ።

    OLS ብዛዕባ ን 2023 ናይ ሸቕሊ መዐቀኒታት ሓበሬታ ዝሓዘ እተዋጽአ ፖስተር ናብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ሲያትል ንግዲ ፍቓድ ንዝሓዙ ስራሕ ክትልኽእ እያ። ናይ ስራሕ ፖስተር ቅዳሓት (ብእንግሊዝኛ) ንከተዉርድዎ ኣብ OLS ወብሳይት ይርከብ። ናብ 25 ቋንቋታት እተተርጐመ ፖስተራት ኣብ ኢንተርነት ኣብ OLS ናይ ቛንቋ ወብፔጅ ይርከብ።

    ኣብቲ OLS ወብ ሳይት ዚርከብ ብዛዕባ ናይ ሸቕሊ መዐቀኒታት ሲያትል ዚገልጽ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብታ OLS እትበሃል ጋዜጣ ኽትኣቱ ትኽእል ኢኻ።

    • ሓገዝ ንንግዳዊ ትካላት፦ ምስቲ ኣብ ሲያትል ዘሎ ዝተሓተ ደሞዝን ካልእ ናይ ሸቕሊ መዐቀኒታትን ተሰማሚዕካ ንምምልላስ ብናጻን ብብሕትን ክትሕግዝ እንተ ደሊኻ 206-256-5297 ደዉል፣ ኢሜይል business.laborstandards@seattle.gov ወይ ኣብዚ ጠዉቕ ብኢንተርነት ናይ ፍቓድ ፎርም ንምምላእ።
    • ንሰራሕተኛታትን ንህዝብን ዚኸውን ሓገዝ፦ ሕቶ ንምሕታት ጥርዓን ንምምዝጋብ ወይ ሓበሬታ፣ ንምሃብ 206-256-5297 ኢ-መይል workers.laborstandards@seattle.gov፣ ወይ ኣብዚ ጠውቕ ብኢንተርነት ናይ ዌብ ፎርም ንምምላእ።

    ####

    Office of Labor Standards, Source: Labor Standards

    Filed Under: News Release, Office of Labor Standards Tagged With: Office of Labor Standards, Source: Labor Standards

    Copyright © 2026 · News Pro Theme on Genesis Framework · WordPress · Log in

    News.seattle.gov
    Entries (RSS)
    About Our Digital Properties
    Log in
    Title II: Americans with Disabilities Act
    Title VI: Civil Rights Act
    Privacy
    © 1995- 2026 City of Seattle