seattle.gov logoSeattle

  • Services & Information
  • Elected Officials
  • Departments
  • Visiting Seattle
  • News
  • Back toSeattle.gov
  • Seattle.gov
    • Elected Officials
    • Services & Information
      • Animals and Pets
        • Animals and Pets 2
          • Animals and Pets3
      • Arts and Culture
      • Building and Construction
      • Business and Economic Development
      • City Administration
      • City Jobs
      • City Planning and Development
      • Court Services
      • Education, Schools and Learning
      • Environment and Sustainability
      • Grants and Funding
      • Housing, Health and Human Services
      • Neighborhood Services
      • Parks, Recreation and Attractions
      • Police, Fire and Public Safety
      • Streets, Parking and Transportation
      • Technology
      • Utilities
      • Volunteering and Participating
    • Departments
    • Boards & Commissions
    • Visiting Seattle
      • Points of Interest
    • Business in Seattle
    • Skip to main content

    News.seattle.gov

    News from the City of Seattle

    Categories

    ናይ ሸቃሎ ስታንዳርድታት ቤት-ጽሕፈት ናይ ሲያትል ናይ 2021 ዝተሓተ ደረት ደመወዝ ኣዊጁ

    10/06/2020

    ብቐጥታት ዝፍነው

    ተጸዋዓይ፡ Cynthia Santana/ሓላፊት መስተራኽብ
    206-256-5219 cynthia.santana@seattle.gov

    ናይ ሸቃሎ ስታንዳርድታት ቤት-ጽሕፈት ናይ ሲያትል ናይ 2021 ዝተሓተ ደረት ደመወዝ ኣዊጁ

    ሲያትል – (ጥቅምቲ 6, 2020) – ቤት-ጽሕፈት ስተንዳርድታት ሸቃሎ (OLS, Office of Labor Standards) ሲያትል ኣብ ናይ ሲያትል ዝተሓተ ደረት ደመወዝ ወሰኽ ከምዝገበረን እዚ ወሰኽ ካብ ጥሪ 1, 2020 ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ከምዝውዕል ኣዊጁ ኣሎ። እቲ ወሰኽ ብመሰረት ትእዛዝ ትሑት ደረት ደመወዝ (Minimum Wage Ordinance) ዝተፈጸመ እዩ። እዚ ዝተሓተ ደረት ናይ ደመወዘ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስደተኛነት ኩነታት እንታይ እዩ ብዘየገድስ ንኹሎም ኣብ ስያትል ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ይምልከት።

    • ናይ 2021 ዝተሓተ ደረት ናይ ደመወዝ ንዓበይቲ ኣስራሕቲ (501 ወይ ዝያዳ) $16.69/ሰአት እዩ።
    • ናይ 2021 ዝተሓተ ደረት ናይ ደመወዝ ንኣናእሽቱ ኣስራሕቲ (500 ወይ ካብዚ ንታሕቲ) $16.69/ሰዓት ክኸውን እንከሎ፣ እዚ ነቶም ንናይ ሰራሕተኛ ሕክምናዊ መውዕሎታት እንተወሓደ $1.69/ሰዓት ዘይኸፍሉ ከምኡድማ/ ወይድማ ነቶም እንተወሓደ $1.69/ሰዓት ብመልክዕ መቑሽሽ ዘይረኽቡ ሰራሕተኛታት እዩ ዝምልከት።
    • እቲ ናይ 2021 ዝተሓተ ደመወዝ ንኣናእሽቱ ኣስራሕቲ ነቶም ንናይ ሰራሕተኛ ሕክምናዊ መውዕሎታት እንተወሓደ $1.69/ሰዓት ዝኸፍሉ ከምኡድማ/ ወይድማ ነቶም እንተወሓደ $1.69/ሰዓት ብመልክዕ መቑሽሽ ንዝረኽቡ ሰራሕተኛታት $15.00/ሰዓት እዩ።

    OLS ናይ 2021 ናይ ሸቃሎ ሓበሬታ ዝሓዘ ዝተመሓየሸ ናይ ስራሕ ቦታ ፖስተር ናብ ኩሎም ናይ ሲያትል ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎም ትካላት ንግዲ ብፖስታ ክልእኽ እዩ። ቅዳሕ ናይቲ ናይ ስራሕቦታ ፖስተር (ብቋንቋ እንግሊዝ) ካብ OLS መርበብ ሓበሬታ ዳውንሎድ ምግባር ይከኣል። OLS ነቲ ፖስተር ናብ 19 ካልኦት ቋንቋታት ክትርጉሞ እዩ፣ ሽዕኡ ኣብ ኦንላይንን ብሕትመትን ድሉው ክኸውን እንከሎ ብመጽሄት ዜናኡ ኣቢሉ ከፍልጥ እዩ። ብኽብረትካ ኣብቲ ናይ OLS መርበብ ሓበሬታ ተመዝገብ።  

    • ሓገዝ ንኣስራሕቲ: ንምእዙዝነት ናይ ሲያትል ትሑት ደመወዝን ካልኦት ናይ ሸቃሎ ስታንዳርድታትን ብዝምልከት ነጻን ስቱርን ሓገዝ ንምርካብ ብ 206-256-5297 ደውል፣ ብ business.laborstandards@seattle.gov ኢሜይል ለኣኽ ወይድማ ናይ ኦንላይን ቅጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ጠውቕ።
    • ሓገዝ ንሰራሕተኛታትን ንሕብረተሰብን: ሕቶ ንምሕታት፣ ጥርዓን ንምቕራብ፣ ወይድማ ሓበሬታ ንምሃብ፣ በዚ 206-256-5297 ደውል፣ በዚ workers.laborstandards@seattle.gov, ኢሜይል ለኣኽ፣ ወይድማ  ወይ ናይ ኦንላይን ቅጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ጠውቕ።

    ####

    Office of Labor Standards, Source: Labor Standards

    Filed Under: News Release, Office of Labor Standards Tagged With: Office of Labor Standards, Source: Labor Standards

    Copyright © 2026 · News Pro Theme on Genesis Framework · WordPress · Log in

    News.seattle.gov
    Entries (RSS)
    About Our Digital Properties
    Log in
    Title II: Americans with Disabilities Act
    Title VI: Civil Rights Act
    Privacy
    © 1995- 2026 City of Seattle